Assenna - assenna.com - Assenna.com »

Latest News:

ናይ መወዳእታ ዕርዲ ህግደፍ ቀዳማይ ዕርዲ ተቓውሞ – ምስምስ ብኢትዮጵያ …መዋጽኦ… – 3ይን ናይ መወዳእታን ክፋል 27 Aug 2013 | 04:42 am

ናይ መወዳእታ ዕርዲ ህግደፍ ቀዳማይ ዕርዲ ተቓውሞ – ምስምስ ብኢትዮጵያ……መዋጽኦ 3ይን ናይ መወዳእታን ክፋል ምስምስ ብባህሪኡ ምትላል ብምዃኑ ቅኑዕ ‘ኳ እንተዘይኮነ፣ ብዙሓት ንግዚኡ መሓንቖታት ንምሕላፍ ከም መሳገሪ ክጥቀምሉ ይረኣዩ እዮም። ስርዓት ህግደፍ ግን ከም መናበሪ እዩ ዝጥቀመሉ። ድሕሪ ናጽነት ኤር...

Unfiltered Notes: Pessimism Is Not an Option 26 Aug 2013 | 05:20 pm

Unfiltered Notes: Pessimism Is Not an Option Date: August 24, 2013          by Tewelde Stephanos          Email: testifanos@gmail.com Pessimism has been the prevailing state of mind in Eritrea for s...

ሰበ-ስልጣን ህግደፍ! 24 Aug 2013 | 07:44 pm

ሰበ-ስልጣን ህግደፍ! ሰበ ስልጣን ህግደፍ ረብሓ ዘዕወረኩም ካብ ጊላነት ምልኪ እንከይተላቐቕኩም እርጋንን ሕማምን ተደራሪቡኩም ታሪኽ ቅያን ዝናን ብሕስረት ቀቢርኩም ብብልሒ *መቓፍር ክትጠፍኡ ምፍቃድኩም                    *ተካል ዚመጋብሩ፡ ተንኮለኛ ልብኹም ደፊኑ እንታይ ዓኒዱኩም? ኣንቱም ሰብ...

ቁጽሪ በጻሕቲ ናብ ኤርትራ ካብ ዓመታት ድሕሪ ናጽነት፣ ሎሚዘበን ካብ ማንም ግዜ ዝተሓተ ከምዝነበረ ንጸብጻባት መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብምውካስ ምንጭታት ሓቢሮም። 24 Aug 2013 | 03:55 pm

ሎም ዘበን ክረምቲ ካብ ወጻኢ ናብ ኤርትራ ናይ ዝኣተዉ ኤርትራውያን ቁጽሪ ካብ 1991 ጀሚሩ በብዓመቱ ምስ ዝነበረ ብዝሒ በጻሕቲ ብምውድዳር፣ ካብ ማንም ግዜ ኣዝዩ ዝተሓተ ከምዝነበረ ንጸብጻባት መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብምውካስ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ቀንዲ ምኽንያት ምጕዳል በጻሕቲ ሕጽረት ኣገልግሎታትን ሃ...

FETSUM: Eritrea’s struggle against Sanction and UNITY 24 Aug 2013 | 06:01 am

Current development: The isolated and most secretive country has so far dispatched only three press releases this year and here they are: Eritrean Press Releases in 2013 from SHABAIT Monday, 29 Apri...

ምስ ርኢቶታት ተሳተፍቲ። 24 Aug 2013 | 05:57 am

ምስ ርኢቶታት ተሳተፍቲ።                                            23-08-13፡ ብዛዕባ እቲ ‘ሰነዳት‘ ኢልና ዝጀመርናዮ መደብ እንድዩ፡ ኣብ መወዳእታ መዛዘሚና ምስ ርኢቶታት ተሳተፍቲ ክንገብር ብ ዝኣተናዮ ቃል መሰረት ኢና ሎሚ ተቐልቂልናኩም። እቲ በቢእዋኑ ዝቐረበ ርኢቶታት ድሮ ርኢኹ...

ወዲ ገራህቱ 24 Aug 2013 | 12:16 am

ወዲ ገራህቱ ወኻርያ’ዶ ክብለካ ነፋሒቶ ዘመንና ናትካስ ንበይኑ እዩ በዚሑ ኣመና ጭእዶ ክብለካ ሽለት ናይዛ ምድሪ ሹመኛ ወይጦታት ዘይስቈሮ ነውሪ መጋበርያ ጭፍራ ከዳሚ ለዅመኛ ብኸብዱ ዝጥበር ብልሹው ገበነኛ ረሳዒ ስዉኣት ምስ ጠላማት ዘዅድድ ናይ ምሁር ደንቆሮ ናይ ዘመንና ዕቡድ እዚ ዒታ በድኒ ዝጨነወ...

ወዲ ዓሊ 24 Aug 2013 | 12:13 am

Download (PDF, 38KB)

Bahti Meskerem Event in Toronto 23 Aug 2013 | 10:04 pm

Recently parsed news:

Recent searches: